Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
Name
@Selam Tubeሰላም
Description
Hello dear channel family, let,s be a family by subscribe like and share_____---------------------------- ሰላም ክቡራት ተከታተልቲ ናይ ቻናለይ እካንዕ ብደሓን መፃኩም ናይ ቻናለይ ዝኮንኩም #ሳብስክራይብ #ላይክ #ሼር ብምግባር ይወከሱና ...
#ንዑ #ንጫወት #ፅቡቃተይ
#ንዑ #ንጫወት #ፅቡቃተይ
Subscribers
1.59K
Subscriptions
Recent Activity
|
@Selam Tubeሰላም
#ጾመ_ጽጌ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!
እንቋዕ ናብ ዘመነ ጽጌ( ጾመ ፈቃድ) ብሰላም ኣብጽሓና፡ ናይ ኣምላኽና እግዚአብሔር ምሕረት ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ኣይፈለየና ኣሜን።
ጾመ ቁስቋም (ጾመ ጽጌ)
ዝጅምረሉ፡- ዕለት 26/10/መስከረም/2019 ግዕዝ
ዝጅምረሉ፡- ዕለት 6/10/2026 ፈረንጂ
ዝውድኣሉ ድማ
ዕለት 06/11/ሕዳር/2019 ዓ,ም,ግ
ዕለት 15/11/2026 ፈረንጂ
እግዚአብሔር ኣምላኽና በረኸት ድንግል ማርያም የካፍለና" እንጾሞ ጾም ሓጢኣትና ዘደምስስ መግስተ ኣምላኽ ዘውርስ ይግበረልና።
ናይዚ በረኸት ኩሉ ታኻፈልቲ ክንከውን #ሸር_share ንበለሎም!
ኦ ድንግል ነቲ ብፈቃዱ ካባኺ ኣብ ቤተ-ልሔም
ኣብ እዋን ቁሪ ዝተወልደ በጭርቅቲ'ውን ዝተጠቅለለ ኣድግን ላምን ብትንፋሶም ዘማሞቅዎ አዘክርልና ኣሜን!
ኦ ድንግል ብዘመን ርጉም ሄሮድስ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ምስኡ እናጎየኪ ዝተሰደድኪ ስደት ዘኪርኪ ሓጢአትና ናብ ወድኺ ኣዘክርልና ኣሜን!
ኦ ድንግል ካብ ኣዕይንቲኺ ናብ ገጽ ፍቁር ወድኪ እናጠመታ ዝወሐዘኦ መሪር ንብዓትኪ እናዘከርኪ ሓጢአትና ኣዘክርልና ለምንልና ኣሜን!
ኦ ድንግል ጥሜት ጽምኢ መከራ ሓዘን ኩሉ ንዕዑ ዝመስል ጸበባ ንዓና ኪትብሊ ዝረኸብክዮ ኩሉ እናኣዘከርኪ ናብ ፍቑር ወድኺ ለምንልና።
ስብሐት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
መለመስቀሉ ክቡር
አሜን!
|
||
|
@Selam Tubeሰላም
|
||
|
@Selam Tubeሰላም
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!🙏🌻🙏❤🛐🙏❤🌻🌻
እንቃዕ ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ ብሰላም ኣብፀሐና። 🙏🛐🌻🛐🌻✝️🙏🌻
ዘመኑ ናይ ሰላም፣ ናይ ፋቕሪ፣ ናይ ጥዕና፣ ናይ ሓድነት ናይ ምትሕስሳብ ናይ ስኬት ዓመት የኹነልና።
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት!🌻✝️🙏❤🛐🙏🌻
|
||
|
@Selam Tubeሰላም
እንዃዕ ንድሮ ጳጎሜን 3 ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል ኣብፀሐኩም!ቅዱስ ሩፈኤል ዝመከነት ማህፀን ስጋ ፍረ ከምዝፈትሕ,ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ከዓ ዝመከነት ነብስና ፍረ ክተፍሪ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ብፀግኡ ይሓግዘና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
|
||
Friends
Channel Comments
|
RyLi-q4w
(6 months ago)
|
|
RyLi-q4w
(6 months ago)
|
|
ህያብትግራይ
(1 year ago)
Amen Amen Amen
|
|
buudle8284
(2 years ago)
ቅዱስ ገብርኤል ሓላውክን ይኩን ሰላመይይይ
|
|
aaqq923
(2 years ago)
ቅዱስ ገብሪኤል ሓላዊኪ ይኩን ተመስገን
|
|
ህያብትግራይ
(1 year ago)
Amen Amen Amen
|
|
ሁሌምትናፍቅኛለሽእናቴእመ
(2 years ago)
ናዘመርክን የንብርክን ህያበይ ቅዱስ ገብሪኤል ፀጉኡ የብዘልክን ይሓልውክን ዘንናተይ
|
|
NestiNet-x9k
(2 years ago)
አሜን አሜን አሜን
|
|
aaqq923
(2 years ago)
|
|
Jositubeዮሴፍtubeገብረሚ-x4j
(1 year ago)
|
|
LwamAbraham
(2 years ago)
|
|
برهاناثيزوبيا
(2 years ago)
አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀገኡ የብዘሐልክን
|
|
ShewitFk
(2 years ago)
|
|
Titi-1221
(2 years ago)
አሜን አሜን አሜንንን
|
|
Hiwettube216
(2 years ago)
ሼርርር
|
|
Ku-z9i
(2 years ago)
ኣሜንንንንንንንንንን
|
|
FireweyniGezae
(2 years ago)
ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መለእክት የስመዕልና
|
|
ሓፍቲኣርሱ
(2 years ago)
ኣሜን ኣሜነሰ ኣሜን
|
|
MamaFkrrr7
(2 years ago)
አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ሰላመይ ቀፅልሉ
|
|
ዛንታናዩቱብZantanaYouTube
(1 year ago)
አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐና ቁዱስ ገብርኤል ዋሕስን ጠበቃን ይኪንኪ ፀጋ ጥበቡ ይግለፀልኪ ካብዙይ ናዓቀብ በርትዕለይ ድምቀተይ ዝማሬ ቁዱሳን ዝተቃበለ ዝማሬኪ ይቃበለልኪ
|
Add comment





























