Titi Channel ቲቲ ቻነል
Titi Channel ቲቲ ቻነል's Channel
 
 
🛑#መንፈሳዊ #ግጥሚ
20
🛑#እሙን ዓርኪ መን እዩ
16
🛑#ፆመ ነነዊ #ስነ ፅሑፍ
11
 
Titi Channel ቲቲ ቻነል
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
Titi Channel ቲቲ ቻነል
Description
እንቋዕ ናብዚ ቻነል ብሰላም መጻእኩም
ኣሕዋት/ኣሓት ቀንዲ ዕላማ ናይዚ
ቻነል መሃሪ ትሕዝቶ ንምሃብ እዩ ።
ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፣
like ,share ,comment ምግባር ይከኣል። ሓጋዚ እዩ።የቐንየልና

Welcome to My channel
Brothers/sisters the main purpose of this
Channel is to provide informative content.
Don't forget to subscribe,
like ,share ,comment. It is helpful. acknowledge
you!!

Subscribers
5.37K
Subscriptions
Recent Activity  
Titi Channel ቲቲ ቻነል ባሕቲ ሓጎስ ባሕቲ ሰላም ባሕቲ ንምነዮ ንብህጎን ናይ ስጋ ተኮነ ናብ ውደቅት ዘየብጽሕ ንሂወት ተኮነ ከኣ ብፍቅሪ ብልቢ ንቅበለሉ ተቀቢልና ንረክበሉ ረኪብና ነመስግነሉ  ይኩነልና . ኣሜን ኣሜን 🤲 ❤️ እመብርሃን ምሳናን ምስ ስድራናን ትኩን ♥️ ኣደ ጎይታ ኣደ ሰላም ያ ሞ ዘይውዳእ ፍቅራን ጣዕማን ተሕድረልና ❤️  ኣደ ኣዶናይ ኩሉ ዝከኣላ ንሩሑቅ ተቅርብ ካብ ስጋ ሓጢኣት ዝወደቀ ተተስእ ምስ ፍቁር ወዳ ትዓርቅ ብፍላጥን ብዘይፍላጥን ን ጎይታና ዘቀየምናዮ ብዕለተ ቀና ዕዳና ትሰርዝ ካብ ሕሰም መከራ ናብ ራህዋ ደስታ ተስግረና ናብ ልቢ ዕረፍቲ ምስ ኩልና ይኩን ካብ ትማሊ ንጽባሕ ካብ ጽባህ ንሕጂ ዩ ምንባር ሞ ቁሊሕ ንበል ናብ ጽዮነ ማርያም ፍቅረ ማርያም ልደታ ማርያም  ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲 https://youtu.be/_BuI-aiXL1g?si=myoxH... (6 months ago)
 
 
Titi Channel ቲቲ ቻነል ሳብስክራይብ ላይክ ሸር ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ ሓቢርና ንመሃር ንዑ (9 months ago)
 
 
Titi Channel ቲቲ ቻነል እንኳዕ ኣብፀሐና ርሑስ በዓል ልደት ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓንናን እየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና 🤲🥰ዮሃንስ 1:1 ትመ15 [1] ብመጀመርታ ቓል ነበረ፤ እቲ ቓል ድማ ኣብ እግዚኣብሄር ነበረ፤ እቲ ቓልውን እግዚኣብሄር ነበረ። ሉቃስ 2:10-11 ትመ15 [10] እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ህዝቢ ዝኸውን፥ ዓብዪ ሓጐስ ኣብስረኩም ኣለኹ እሞ ኣይትፍርሑ። [11] ሎሚ መድሕን፥ ንሱውን ክርስቶስ ጐይታ፥ ኣብ ከተማ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ። ኢሳይያስ 9:6 ትመ15 [6] ህፃን ተወሊዱልና፤ ወዲውን ተውሂቡና እዩ፤ ስልጣን ከዓ፥ ኣብ ማእገሩ ክኸውን እዩ። ስሙውን “ዘደንቕ” “መኻሪ” “ሓያል ኣምላኽ” “ኣቦ ዘለኣለም” “ሓለቓ ሰላም” ተብሂሉ ኽፅዋዕ እዩ። ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ብሩኽ ብዓል ይኹነልኩም 🙏🙏🙏 (10 months ago)
 
 
Titi Channel ቲቲ ቻነል እንኳን እናታችን ለቅድስት ልደታ ማርያም ወረሐዊ መታሰቢያ በሰላም አደረሳችሁ አደረሰን ፍቅሯ ይደርብን አሜን🤲🏻🌸🌸🌸🌹 (1 year ago)
 
 
Friends
Channel Comments
ዝፋንመሓሪ (1 year ago)
እንኳዕ ደስ በለኪ ዛጓልነይ መቀረት ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም ኣሕዋተይይ
HeluyouTube-g4t (1 year ago)
አሰይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ
ZuleykaNesrden (1 year ago)
MarabanaMarabana-v4l (1 year ago)
ናይ ባሐቂ ተመሰገን
Bndrr-x5z (1 year ago)
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ
Bndrr-x5z (1 year ago)
እንካዕ ደስ በለክ ርሑስ ጋመ ይግበረልኩሙ
Azmarahagos (1 year ago)
አሕዋተይ ሓድሽ ብድዮ አለኒ ረአይለይ
selamTube-p4w (1 year ago)
እንዃዕ ደስ በለኺ ዛናተይ ርሑስ ጋማ መርዓኩም መርዓ አብርሃም ሰራ ይኩነልኩም
MarabanaMarabana-v4l (1 year ago)
MarabanaMarabana-v4l (1 year ago)
ሰሚዕካ ዘይፅገብ ግጥሚ አሰይ ዛናተይ
MarabanaMarabana-v4l (1 year ago)
ፅብቅተይ አሰይ ክብረተይ
MarabanaMarabana-v4l (1 year ago)
አሰይይይይይይይይይ
Azmarahagos (1 year ago)
እንኳዕ ብለሰላም መፃኺ ቲቲየይ
HeluyouTube-g4t (1 year ago)
ቲቲየይ ዛናተይ ለባም
salkel8617 (1 year ago)
ቲቲየ ደስ በሃሊ። አንቃዕ ደስ በለኪ ። ፍረኦም የርአየና !
Azmarahagos (1 year ago)
እንኳዕ ደስ በሊ ቲቲየይ ንሓዉናለ ደስ ቦሎ ምሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ዉላድኩም የረአና
weyni1221 (1 year ago)
እንኳዕ ደስበለኪ ጋልነይ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ወደነይ ቲቲየይይ በልፅቲ ናተይ መኹሪዒትና
mekdlove27 (1 year ago)
እንካዕ ሰላም መፅኪ ቲቲየ እንካዕ ደስ በለኪ ዝያዳይሩሑስ ጋማ
brtukan1227 (1 year ago)
እንካዕ ድሓን መፃኪ ቲቲየይ እንካዕ ደሞ ደስ በለኪ ርሑስ ጋማ ክቡራት ኣሕወተይ ፈረይትን ፀገንት ይግበርኩምሙሉእ ብርሀን ይግበሮ