Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
Name
Abiye youtube
Description
Subscribers
6.1K
Subscriptions
Recent Activity
|
አቤየ ዩቱብ Abiye youtube
እንካዕ ካብ ዘበነ ማቴዎስ ናብ ዘበና ማርቆስ ብሰላም አብፅሐና🌻🙏
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2018ዓ/ም ይግበረልና🌻💖🙏
|
||
|
አቤየ ዩቱብ Abiye youtube
ብሩክ ምጅማር ጾመ 40 ዓብዪ ጾም ይግበረልና
1ይ ሰሙን ዘወረደ
|
||
|
አቤየ ዩቱብ Abiye youtube
እንፈተወካ ድያቆን ክብሮም መምህርና እንካዕ ደስ በለካ እግዚአብሔር አምላክ መርዓንዶኪማስ ዝባረከ መርዓኩም ይባርከልኩም ቃልኪዳንኩም ይባርከልኩም አሕዋተይ ሓዳርኩም ይባረክ አሕዋትና ርሑስ ጋመ💍👑👏
|
||
|
አቤየ ዩቱብ Abiye youtube
እንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣግኣዝት አለም ቅድስት ሥላሴ ጥሪ 7ብሰላም አብፅሐና! ቅድስት ሥላሴ ቤት አቦና አብርሃም ዝባረኩ ቤትና :ናብራና:ስራሕና ህይወትና :ስድራና ይባርኩልና አሜን፫
|
||
Friends
Channel Comments
|
abiyeYouTube
(1 year ago (edited))
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ቤተሰብ
|
|
FhgfFhhf-f5j
(1 year ago)
ግርማይ ግን ተጠንቀቅ ዳሓረ ከይጣዕሰካ ሕሰበሉ ዉላድ ማለት እኮ ስጦታ እግዛብሄር እዩ ብገንዘብ ዘይዕደግ ዋ መፅረፊ ዓዲ ኣይትኩን
|
|
yerdu-i6p
(1 year ago)
ደቂ ዓደይ ኣብዚ ኣቲኩም ሳብሰክረይብ ሼር ብምግባር አበራታትዑኒ
|
|
Salama-u1g
(1 year ago)
ግርማይ ግደና ዳሓር ከየጣዓሰካ መፅረፍ ዓዱ
|
|
haasr5821
(1 year ago)
ብዕራይ እንደርታ ወደይ ኢልካ ዘይትቕበል ወልማጥ ወልመጥመጥ ኣይትበል
|
|
Mare-b6w
(1 year ago)
ረሳሕ ኢኻ መፅረፊ ዓዲ
|
|
Mary-o8s4o
(1 year ago)
መልዕ ንዓካ እዩ ዝመስል ወይ መፅረሕ ዓዱ
|
|
hadushafera
(1 year ago)
ትክክል
|
|
smiyraSIMYRA
(1 year ago)
ልቦና ይፍጠረልካ
|
|
FisumHayle-i3q
(1 year ago)
ኣታ ኣነ እየ ኣበኡ
|
|
AsAs-v9c
(1 year ago)
ልቦና ይፍጠረልካ
|
|
ኣዝመራሃይሉ
(1 year ago)
እግዚአብሔር ልቦና ይሃብኩም በሰማኣብ
|
|
ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
(1 year ago)
መልክዑ ከፍ ኢሉ ንዑኡ ይመስል ጌታየ ድረስ
|
|
Nccjdjdjdjshxhxnxj
(1 year ago)
ዋይ ይወድአካ ጨካን
|
|
RahelTube-2127
(1 year ago)
ናብ ልቦናካ ይምለስካ
|
|
Samsunga04s-g2y
(1 year ago)
ማርያምን ዝቖልዓሲ በቃ ልወዲ ገጠር እዩ ዝመስል
|
|
MkVg-x1f
(1 year ago)
ኣረ በጃካትኩም ዉላድኹም ኣዕቢዩ ደቂተባዕትዮ እፍፍ ዕሸለይ
|
|
Gdnzgn
(1 year ago)
ዋይ ክገብር ዘይሓፍርሰ ውልዱ አሕፍርው ካብ ኣታሓሳስባ እይኩ ውልድኮ ዝተዓደሎ እዩ ዝረክብ ህያብ ፈጣሩ እዩ
|
|
selamagidena
(1 year ago)
በሓቂ ዝሓወይ
|
|
MeereHshs
(1 year ago)
ልቦና ያሃብኻ ወደ
|
Add comment








































