ኣዶ ቃልኣብ ቻናል
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል's Channel
 
 
ልብ የሚነካ ታሪክ🥺💔
30
 
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል
Description
ሰላም ክቡራተይ እንካዕ ድሓን መፃእኹም🙏🙏🙏
ሰብስክራይብ ላይክ ሼር ብምግባር
ቤተሰብ ይኹኑ💐💐💐❤❤🌷🌷🌷
#
Subscribers
6.47K
Subscriptions
Recent Activity  
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል ባለዉለታየ 27 ኣባቴ 🙏🙏🙏 (1 year ago)
 
 
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል እንኳን ኣደረሰን ወገኖቼ🙏🙏🙏 (1 year ago)
 
 
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል 💔😭😢ኣቦዋ ፀላኢኻ ይንባዕ እህህ (1 year ago)
 
 
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል ባለዉለታየ💝🙏 (1 year ago)
 
 
Friends
Channel Comments
ዘይዋዓሎቶ ተኮይና ኣይተጭበርብራ ሓደ ኣምላክ እዩ ዝፈልጦዋ
Mashogalber (1 year ago)
ጽቡቕ ክነብር ዝደሊ መን ኢዩ፧ ሓጐስ ዝመልኦ ነዊሕ ዕድመ ክረክብ ዝደሊኸ መን ኢዩ፧ እምበኣር ክፉእ ካብ ምዝራብ ተኸልከል፡ ሓሶት ውን ካብ ኣፍካ ኣይውጻእ። ካብ እከይ ርሓቕ ሠናይ ከኣ ግበር። ንሰላም ድለያ ሰዓባ ውን። መዝ.34፡12-14
gueshguesh-g8r (1 year ago)
ይቅርታ ሕተት አታወዲ ካብዘርባኻ ፍሉጥዩ ብዓልኻ ኢኻ አፅልምካያ ክብርቲ ወላዲትና ክብረት ይሃበልና ስለእቲ ትሕትናኺ
RahelTube-2127 (1 year ago)
ቅዱስ ሚካኤል ፈታዊ ንኩሉ
zebibkahase8011 (1 year ago)
እዝግዮ ማሐረኒ ክርስቶስ
ኤዱጋልደስታ (1 year ago)
ኣምላክ ይመስገን ጋልነይ እንካዕ ብሰላም መፃኪ ጋልነይ ኣይ ናመን እና ንኣምን እምላክ ባዕሉ ይፍርደን
MashoTube-x2u (1 year ago)
ዛሰበይቲ
MaekeAa (1 year ago)
ኣይተዋቅዕ ኣታምቅናይ ትባሃል ሰብ ኣይተዋርድ
SalamahS-t9y (1 year ago)
ኣይፈጣሪ አቦይ ካብክፉእ ሓልዉኒ ፅብቅ ዝገብረ ልሩእሱ ሕማቅዝገብረ ልሩእሱ ትብል ኣያቴ
MihiraWeldu (1 year ago)
እዝጋብሔር ይመስገን እንኻዓ ዳሕና መፀእኺ ክብረተይ ደስ ለብል መደብ ቀፅልሉ ዛናተይ
ሰላም እንኳዕ ሰላም መፃእኽ ዛናተይ ፅብቅ ዝገብር ንርእሱ ሕማቅ ዝገብር ንርእሱ ጌታሆይሓደራካ ካብ ኪፍእ ሓልወና
ፍረቻነል (1 year ago)
እንካዕ በሰላም መፃእኪ ዋዉዉዉዉ
ስቅታኣርምሞ (1 year ago)
እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሰላምኪ ይብዛሕ ዝያዳይ ብጣዕሚ ደስ ዝብሎ መደብ ኢዩ ቀፃሊ መደብኺ ብሃንቀዉታ ንፅበ በርትዒ ንመን ኢና ክንአምኖ እባ እግዚአብሔር ይፍረድኹም
hyabgeremikiel1044 (1 year ago)
ሰላም ኣምላክ ይብዛሓልኪ እንካዓ ብሰላም መፀእኪ እግዚአብሔር ኣብ መንጎኦም ኣትዮ ይዕርቆም ንምፍራድ ኣፅጋሚ ናቱይ ዶ ክንሰመዕ ናቱይ ፅጊሙና
Azebsabawittube (1 year ago)
ሰላምም ሰላም ኣዶ ቃልኣበይ እንቃዕ ደሓን መፃእኪ ሰላምኪ ይብዛሕ ኡፍፍ ኣይ ግዜ ኣይ ግን እንታይ ኢና ንገብሮ ብስሩ እባ መን እዩ ተኣማኒ ኡፍ ኣምላኽ ባዕሉ ይፍረድ እንታይ ክንብል ኣብዚ ግዜ እዚ ዝተወዛገበ ግዜ ኣምላኽ ይቅር ይበለና ባዕሉ ይፍረድ እልና ኢና ክንሓልፍ ንኽእል መን ሓቂ ምኻኑ ባዕሉ ይፍረድ ኣዴና ሓቅነቱ ይውፀአለን ሓቂ እንተ ሒዘን
Tsegu321 (1 year ago)
ሰላምኪ ይብዛሕ እንኳዕ ዳሓን መፃእኪ ከመይ ከመይ እዩ ዘሎ እዙ ጎዳይ ንመን ኢና ክንኣምን እባ እግዚአብሔር ይፍረድኩም
Well-known ዛቤተይይ እንዃዕ ብስላም መፃኪ ፁቡቅ መደብ እዩ ቀፅልሉ በርትዕልና ወለላይይ
lulaweldelchel1669 (1 year ago (edited))
Meskin, mother, he belame her mother so don't worry humans beings must be scared and respected for God.
እንካዕ ሰላም መፃእኪ ዋይ ፈጣሪ ዩ ዝፈልጦ ዋ ኣይንፈርድን ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ፀፅቡቁ ፈጣራ የስመዐልና
ሰላምኪ ይብዛሕ እንኳዕ ዳሓን መፃእኪ ጸረይተይ ነዚኣ እዝግቢሄር ጥራሕ እየ ዝፈልጣ