ቤተ ስላም (bete selam 19)
ቤተ ስላም (bete selam 19)'s Channel
 
 
 
 
ቤተ ስላም (bete selam 19)
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
ቤተ ስላም (bete selam 19)
Description
እዛ ቻናለይ ንግዚኡ ቁም ነገር ሓዘል ሓፀርቲ ታሪካትን ካሊእ ጠቃሚ እዪ ዝብሎ መንፈሳዊ ነገራትን ዝስደላን ኣብ ቀፃሊ ደማ ብዝሕ ነገር ክስርሕላ ዝሓስብን እየ እሞ ምብርታዕኩም ኣይፈለይኒ ፉቁራተይ🙏
Subscribers
6.99K
Subscriptions
Recent Activity  
ቤተ ስላም (bete selam 19) #እንዃን#ኣደረሳችሁ1⃣9⃣ኣባቴ (3 months ago)
 
 
ቤተ ስላም (bete selam 19) #እንዃን_ኣደረሳቹ_መልካም_ባኣል_ይሁንለን (10 months ago)
 
 
ቤተ ስላም (bete selam 19) #ማርያመይ#ዋሕስይ#ቡሩክ#ባሕቲ#ይኩነልና#ተመስገን#ማርያመይ#ሩፍታ#ልበይ (11 months ago)
 
 
ቤተ ስላም (bete selam 19) #እንዃን#ኣደረሳችሁ#የኣመት ስዉች የበለን (1 year ago)
 
 
Friends
Channel Comments
ቤተስላምbeteselam (1 month ago)
ስላምታ ኣይረሳዕኩን ቡሩካት ዘርኢ እና እቲ ሓቂ ስምዕዎ ዛማሓዛይ ዝገበረት የብላን ባዕሉ እዩ ብፍቅራ ተፀሊሉ ኣወዳት ግን ተፍቂርኩምስ ሲኦል ትገባላቹ እንዴ
Itela50-x1n (1 month ago (edited))
ብዝሕ ትጋገ ኣለኪ እምቤተዋይ ዋላኮ ብቀልዲ ይኩን ቅዱስ ማካኤል ይመስል ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትመስል ኣይባሃልን ምስ ሰናይ የቀራታ
ይመስገይ (1 month ago)
አምላኽ ካብ ፈተና ይሰወረና እዩ ዝበሃል
RahHe-m1i (1 month ago (edited))
4 ጊዜ ክምርዓው ሰለ ዝፈቀደሉ ነዝአ ዱሕሪ ቁሩብ ምስ ወለደት ክፈትሐ እዩ ዓረብ ሰበይቲ ሐዳሽ ክፈትው ጉዳም እዬም ንጊዜ ንሀቦ ግዜ ክፈትሖ እዪ
ቶማስኰ8ቀ (1 month ago)
አፄ ራያ
Fatemhh-r3c (1 month ago)
MeazaMeaza-s3l (1 month ago)
ንሱ ሚካኤል ንሳ ማርያም
SelamHadush-g5k4t (1 month ago)
ኣቲ ሓፍተይ ምስ ኣማልኽቲ ኣይ ወዳድርዩም ኣምላክ እኮ ኩሉ ነገር እዩ ሚካኤል እዩ ዝመስል ማርያም እያ ትመስል ኣይትበሊ
dawitghebru8445 (1 month ago)
እከይ ዘመን ናይ እከይ ስርሕ እዩ እይተጋጌኹምን ንግዚኡ በሊዕካ ሰቲኻ ንውጹዓት ይርኤ አምላኽ
AswwSwwa (1 month ago)
ኣምላኽይ ካብ ሕማቅ ሰውረና ይቅር በለና
GM-cu9qk (1 month ago)
You er maizing I hope All wommen think Like you I am agre with you this is not fear .
HshdhdCnncbc (1 month ago)
ኦ ኣምላከይ ካብ ከቢድ ፍተና ሰዉረና አይ
AsRs-k5q (1 month ago)
ፅሪተይ እመቤቴ እያ ትመስል ቅዱስ ሚኪኤል እዩ ዝመስል ኣይትበሊ ምስ ይቅሬታ መልክዕ ከዓ ረጋፊ እዩ ይመስለና እምበር
abebaadomiki (1 month ago)
ኦ ኣምላክ ካብ ከቢድ ፍተና ሓልወኒ
Miri-t1s5i (1 month ago)
ሁሁይ
GenetGerezihar-e7h (1 month ago)
ባይ ኪዲ ደጋል ማርያም እያ ትመስል ከድኣ
ksa-f9j7b (1 month ago)
ክርስትያን ኣብ ስዕዲ መፅክንንንኩሉኢክንትክእላሉ
GenetGerezihar-e7h (1 month ago)
ኝኝኝኝኝ ሓሳዊት ደጋል ኪዲ
GenetGere-h1x3p (1 month ago)
ትግራይ ድያ
Salam-o2c4u (1 month ago)