ፅላለወይኒ ዩቱብ
ፅላለወይኒ ዩቱብ's Channel
 
 
 
መሰረት
ሰላም
 
ፅላለወይኒ ዩቱብ
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
ፅላለወይኒ ዩቱብ
Description
ሰላም ክቡራት ተካታተልቲ ናይ ፅላለወይኒ ዩቱብ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣብዚ ቻናል ስብከት መዝሙር ስነ ፅሑፍ ሕቶን መልስን ከቅርብ እየ ሳብስክራይብ ላይክ ሸር ብምባል ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ ክቡራት ኣሕዋተይ
Subscribers
3.93K
Subscriptions
Recent Activity  
ፅላለወይኒ ዩቱብ ኣየ! ኸምዚ ዝበለ ትሕትና ከመይ ዝበለ ትሕትና እዩ፧ ከምዚ ዝበለ ትዕግሥቲኸ ኸመይ ዝበለ ትዕግሥቲ እዩ፣ ከምዚ ዝበለ ዓቕሊኸ ከመይ ዝበለ ዓቕሊ እዩ! #ኣየ! ከምዚ ዝበለ ሕያውነትከ ከመይ ዝበለ ሕያው ነት እዩ፧ ኣየ ፍቕሪ! ክሳዕ ክንድዚ ዚኣክል ንሰብ ምፍቃር #ንወዲ ኣምላኸ ካብ መንበሩ ፍቕሪ ሰሓቦ፡ ክሳብ ሞት ከኣ ኣብጽሖ። ነቲ ኣበሳ ዘይብሉ ከም ኣበሰኛ ሰቐልዎ። ነቲ ሕይወት ዝፈጠረ ምስ ገበነኛታት ቈጸርዎ። #ኣየ! እተን ንኣዳም ዝፈጠራ ኣእዳው ብሽንካር ኣብ መስቀል ተሸንከራ። ኣየ! እተን ኣብ ገነት ዝተመላለሳ ኣእጋር ብመስማር ኣብ መስቀል ተሰመራ (1 year ago)
 
 
ፅላለወይኒ ዩቱብ እግዚአብሔር ኣብ ዝኾነ ጊዜ ምስ ድኹማት ከም ዝኾነ ፍስጥ። ስለዚ ድማ “ኣምላኽ ግና ነቶም ጠቢባን ምእንቲ ከሕፍር ንዕሽነት እዛ ዓለም እዚኣ ሓርየ. .' (1ይ.ቆሮ.1፡27) ብዝብል ቃል መሰረት ናይ እግዚአብሔር ሓይሊ ዝግለጽ ኣብ ድኹማት እዩ ማለት እዩ። ኣብ ሓደ ወቕቲ ክጽሕፍ ከሎኹ ከምዚ ኢለ ከም ዝጸሓፍኩ ይዝክር፡፡ “ዲያብሎስ ንእግዚአብሔር ከምዚ በሎ፦ ንብርቱዓት ይኽእሎም እየ። ንዓይ ጊደፈለይ፤ ነቶም ድኹማት ግና ኣይክእ ሎምን፡፡ ምኽንያቱ ንሳቶም ድኻሞም ስለ ዝስምዖም ናባኻ ተጸጊዖም ብኣኻ የሸንፉኒ እዮም። ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ፡፡ (1 year ago)
 
 
ፅላለወይኒ ዩቱብ ጋብር ጨጎር ጋብር ጨጎር ኣቦ ናይ እመነት ብፍቅሪ ክርስቶስ ፀኒዕካ ኣብ ፀሎት ንቡዙሕ ዓመታት ተጋደልካ ብፅንዓት ንክብር ቅድስናካ ነሳእና ናብ ሰማያት ፍቅርካ ትሕደረና ክንነብር ኣብ ዓወት ንፅሊ ናባካ ብቃልኪዳንካ ንእመት ምሕረትን ሰላምን ለምን ንደቅካ ሀገርና ሰላም ግበረልና ዕድመካ ዕድመ ይኩነና (1 year ago)
 
 
ፅላለወይኒ ዩቱብ ኦ ድንግል ! እግዚኣብሄር ሓጥያተይ ካብ ናይ ኩሉ ዓለም ሓጥያት ከምዝበልፅ ተረድአ ፤ ...ንፅሕናኺ ድማ ካብ ናይ ቅዱሳን ኲሎም ከም ዝበልፅ ፈለጠ ፥... ስለዚ ድማ ፍቕርኺ ኣብ ልቦናይ ወሰኸ። ...ፅኑዕ ቑስሊ ብዘይ ፅኑዕ መድሓኒት ከምዘይፅገን ይፈልጥ እዩ 'ሞ። … ወይኒ ምስ ማይ ምስተሓወሰ ሓደ ካፍቲ ሓደ ክፍለ ከምዘይክእል። ...ከምኡ ውን ፍቕርኺ ምስ ልቦናይ ፡ ልቦናይ ድማ ምስ ፍቕርኺ ተዋሃሃደ። • ኦ ድንግል ፍቕርኺ ኣብ ልበይ ከምዝተፅሓፈ ፤ ከምኡ ውን ፍቕረይ ኣብ ልብኺ  ይፀሓፍ።              ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ። (1 year ago)
 
 
Friends
Channel Comments
እግዚአብሔር ይመሰገን ጋልኖ ሰላምኪ ይብዝሐለይ እንኮዕ ዳሕና መፃኪ ናይ እመ ብርሃን ፆሎታ ኣማለደነታ ኣይፈለየና
NecheyAbrah-d9g (1 year ago)
ሰላም ምቅርተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ክብረተይ በርትዓለይ ዛናተይ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓሕኪ እግዚአብሔር አምላክ ዋውውውውው ደስ የሚል ግዜ ነበር እናመሰግናለ ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን ብኣብይ ኃይል ወስልጣን አሰሮ ለሰይጣን አግኣዞ ለአዳም ሰላም እምይእዜሰ ኮነ ፍስሃ ወሰላም
አሜን አሜን አሜን
Tekiangaltigray (1 year ago)
አሜን አሜን አሜን
zafuzafuyuih (1 year ago)
TitFkr (1 year ago)
ይቤይቤ-ዠ7አ (1 year ago)
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሂ
selam7383 (1 year ago)
እግዚአብሔር ይመስገን ዛናተይ እንዃዕ ብሰላም መፃኪ
tezekereniyoutube (1 year ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ ብሰላም መፃኪ
RahwaAkleyGereziger (1 year ago)
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት ያሰማልን የአገልግሎት ዘመናቸውን ይባርክልን በርትዕልና ዓለ
ናፂሃፍቱ (1 year ago)
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክብረተይ
አሜን አሜን አሜን ፀጋ በረከቱ የብዝሐልኪ ክብረተይ
gfdggBgggfg (1 year ago)
ክብርተይ ዛናተይሂ
ሰላምሰላምላችይሁንእኻንደህናመጣሽልንበጣምደስይላልበርችልንእህቲደስየሜልነውበርችልንቀለሂወትያሰማልንበቀጣይቢዲእንጠብቅሻለንውደበርችልኝደስየሜልቆይታነውበቀጣይቢዱእንጠብቅሻለን
tekiantube21 (1 year ago)
Egziabher ymesgen selamki ybzah kbretey enkae bselam metsaeki amen amen amen kale hiwet yemselana
Tsegu321 (1 year ago)
ሰላምኪ ይብዛሕ እንኳዕ ዳሓን መፃእኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋበረከቱ የብዘሐልኪ ደስ ዝብል ስነ ፅሑፉ እዩ
selamaselama-v6y (1 year ago)
በርርርር
ቢኒቢኒ-ዘ1ጐ (1 year ago)
በርር
Brktitube (1 year ago)
ሰላም እግዝብሔር ይመስገን ክብረተይ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋ የብዘሐልክ
LwamArgawi (1 year ago)
እግዚአብሄር ይመስገን ክብረተይ እንካዓ ሰላም መጻኪ ሰላምኪ ይብዛሕ አሜን አሜን አሜን