ጓል ትንሱእ ዩቲብ Gall Tnsua YouTube
ጓል ትንሱእ ዩቲብ Gall Tnsua YouTube 's Channel
 
 
 
 
ጓል ትንሱእ ዩቲብ Gall Tnsua YouTube
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
ጓል ትንሱእ ዩቲብ Gall Tnsua YouTube
Description

Subscribers
2.22K
Subscriptions
Recent Activity  
ጓል ትንሱእ ዩቲብ Gall Tnsua YouTube ጠንካራ ጓል ኣነስተይቲ ማለት ፀገማት ዘየጋጥምዋ ማለት ኣይኮነን።የግዳስ ፀገማት ኣብ ዘጋጠምዋ እዋን ተስፋ ከይቆረፀት ካብቲ ዝወደቐቶ ተላዒላ ጉዕዛኣ ዝቀፀለት እያ። ሕማቅ ነገር ምናብ ጥበብ ፣ፈተና ድማ ናብ ብርተዐ ክትቅይሮ ትኽእል፣መንነታን ክብርታታን እትፈልጥ እያ።ሰባት ስለ ዝናኣድዋ ጥራሕ ዘይኮነ ንሳ ባዕላ ንርእሳ ስለ እትኣምናን ስለ እተክብራን ብርትዕቲ ትኸውን። ድኹም ጎንታታ ትፈልጦም እያ ንኣቶም ንምምሕያሽ ድማ ትሰርሕ።ጠንካራ ጓል ኣነስተይቲ ንሎሚ ጥራሕ ዘይኮነ ንፅባሕ እውን ትጥምት እያ። ንባዕላን ንስድራኣን ዝኸውን ዕላማ ኣለዋ።ኣብ ሂወታ ድማ ውሳነታት ለባምነትን ዓቕልን ተቐድም።✍️ ሰላም ንኩሉ ወድሰብ ኲናትን ወረራ ኲናትን የጥፈአልና ፍቅርን ሰላምን ይንገስ❤👏 (1 month ago)
 
 
ጓል ትንሱእ ዩቲብ Gall Tnsua YouTube ብሩኽ ማዓልቲ ይግበረልና ቤተሰብ (4 months ago)
 
 
ጓል ትንሱእ ዩቲብ Gall Tnsua YouTube እንኳዕ ን ዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣጋእዝቲ ኣለም ሥላሴ ብሰላም ኣብፀሐና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ኣሜን(፫)❤🙏 (1 year ago (edited))
 
 
Friends
Channel Comments
Samira-d6r2j (1 year ago (edited))
ሙር ብዓረብ ከርበ ብትግርኛ ማህፀንክን ዝሐመክን ውን ተጠቀማሉ ኣብ ማይ ውዑይ ወይ ኣብ ፊሓም ገርክን ግን ጥንቅቅ እናበልን ዝህርህር የብል እዩ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኪ ሜሪተይ ብመጀመርያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ብምቅፃል ናብ ሕቶይ ክኣቱ
ጓልትንሱእ (1 year ago)
ሰላም ሰላም ክቡራት ንዘይተረደአኩም/ን ኣሕዋተይ ኣብ ኮሜንት ኣቐምጡለይ ክምልሰልኩም እየ።
ሙሉሙሉ-ደ8ዸ (1 year ago)
ሜሪየ የቀንየልና ቀፅልሉ ትሕትናኪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ሓደራ ከይትቅየሪ live ካኣ ገዲፍክዮ ናይ ሰላም ድዩ?
IrS-e1p (1 year ago)
ኣልክና ክንደይ ማዓልቲ ነፅንሖ ኣነ ውን ሽፍ እልኒ
galtgray-c8q (1 year ago)
ኣነ ኣለኩ ማድያት ወፂኒ ኣይለቅይ እሉ
ኩሩዕFarmer (1 year ago)
ጓል ሙር
mlat-m5d (1 year ago)
Demuruni deki adey
AssebMedia2025 (10 months ago)
Sgsgsgsgsh-m6e1s (10 months ago)
rsjv415 (1 year ago)
ሰላም ሰላም ሜሪየይይይይ
MulugetaAbrha-m7z (10 months ago)
ቀፅልሉ ንፍዕቲ
merryorthodox2813 (1 year ago)
agudena (1 year ago)
MknayMknay (1 year ago)
ሜሪየ ሰላም ዲኪ ? ኣጠቃቅምኡ ኣፀቢቅኪ ኣረድእና
ፈታዊትቤታ (1 year ago)
ሰላምኪ ይብዛሕ ጓል ትንሱእ ማዓረይ! ኣነስ ዘይገበርክዎ የለን በርበረ ጥራሕ እያ ቀርያትኒ ዋ ባዕልኪ ለውጢ ረኪብክሉ ዲኪ?
salamahsalamah4030 (1 year ago)
እሺ ሜሪየ
MebrhitTesfay-z8x (1 year ago)
galtgray-c8q (1 year ago)
Bmay zhul diyu nalko
merryorthodox2813 (1 year ago)
ሜሪየ