Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
Name
ቅሳነት ዩቱብ
Description
ሰላም ክብራት አሓተይ አብዚ ቻናል እዚ ስነ ጽሕፋትን መዝሙራትን ዝተፊላለየ ዓይነት ዝጠቅም እዩ ዝበልክዎ ብድዮታት ዝለቅቀሉ እዩ እና ላይክ ሸር ሳብስክራይብ እናገበርኩም ምብርትታዕኩም አይፈለየኒ።
Hello dear sisters, I will be uploading videos of various types of literature anb songs that I think are useful and please like, share and subscribe.
Hello dear sisters, I will be uploading videos of various types of literature anb songs that I think are useful and please like, share and subscribe.
Subscribers
3.88K
Subscriptions
Recent Activity
|
ቅሳነት ዩቱብ
🫰🏻🤍☦️
|
||
|
ቅሳነት ዩቱብ
እታ ናይ ለይቲ ወርሒ ንኩሉ ተጻባርቅ።
|
||
|
ቅሳነት ዩቱብ
ቅዱስ ያሬድ🙏
|
||
|
ቅሳነት ዩቱብ
🙏ሓደ ፈላስፋ ከምዚ በለ
ዓሻ ሰብ ብሰለስተ ነገራት ይፍለጥ
✍️1 ሰባት እናተናገሩ እንተ ሰሚዑ ዛዕባኡ (ጉዳዩ) ከይፈለጠ ከያስተውዐለ ቀልጢፋ ይዛረብ
✍️ (ከይሰማዕኻ ኣይትዛረብ ኣብ ናይ ሰብ ነገር ውን ጥልቕ ኢልኻ ኣይትእቶ ሲራ ፲፩ ፲)
🙏2 ሓፍ ከፍ ይብል ኣብ ሓደ ከፍ ማለት ኣይፈትውን
🙏3 ዘግነዮ ሰብ ኹሉ ከይፈለጦን ከይመርመሮን
የኣምኖ
🙏(ዝነገርዎ ነገር ከያስተውዐሎ ቀልጢፋ ዝኣምን ሰብ ልቡ ቀሊል እዩ ሲራ
✍️ካብ ልባም ሰብ ሠለስተ ነገራት ይርከቡ
ንሳቶም ድማ
✍️ 1 ንኹሉ ሰብ ርህሩህ ሓዛኒ ምዃን
✍️2 ይብዛሕ ይውሓድ ብዝተወሃበካ ኣመስጋኒ ምዃን
.✍️ 3 ኣብ ናይ ሰብ ነገር ጥልቅ ኢልኻ ዘይምእታው እዮም
|
||
Friends
Channel Comments
|
Azebsabawittube
(1 year ago)
ብሹመይ ኣታባብዑለይ ክቡራተይ ️️️️
|
|
mekdlove27
(1 year ago)
እንካዕ ሰላም መፅኪ ቅሱየኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መልእክተ የስመዐና አዝየበይ ንዘመርኪ ንበሪ
|
|
Atede-fq9iz
(1 year ago)
እሜንንንን እሜንንንን እሜንንንን ቃል ህይወት የስመዐልና ቅሳነት ወለላይይይይይይይ ፀጋኡ ይብዝሐልኪ ክብረተይ
|
|
ZedYouTubeዜድዩቱብ
(1 year ago)
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዐልና
|
|
Rshan-w7e
(1 year ago)
አሜን አሜን አሜን
|
|
tsbukeyu
(1 year ago)
አሜን አሜን አሜን ዓ
|
|
AboAli-q2d
(1 year ago)
አሜን ኣሜን አሜን
|
|
LwamArgawi
(1 year ago)
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
|
|
AeregayBogaleAeregay
(1 year ago)
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
|
|
AbrehetHmaryamYouTube-s2b
(1 year ago)
ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና
|
|
ራሄል_ካሕሳይ
(1 year ago)
እንካዕ ብሰላም መፀኪ ቅሱያ
|
|
FanaTesfay-w3r
(1 year ago)
ኣሜን ቅሱዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዝማሬ መላኢክቲ የስመዐልና ምዓረይ
|
|
Tsgegerye
(1 year ago)
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐልና ብረክተይ
|
|
ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
(1 year ago)
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና
|
|
LetebrhanHaftu-m9i
(1 year ago)
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
|
|
saraazanawtube
(1 year ago)
ቃለህይወት ያሰማልን ዝማሪ መላክት ያስማልን በቤቱ ያጽናችሁ የአገልግሎት ዘመናችሁን እግዛብሔር ያርዝምላችሁ እኛንም የሰማነውን ዝማሪ በልቦናችን ያሰድርብን እናመሠግናለን
|
|
asefawembaye
(1 year ago)
|
|
ነፃነትሃይላይYoUTUbe
(1 year ago)
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ
|
|
ማርያማዊት-ቸ6ለ
(1 year ago)
|
|
HiwanHaylay
(1 year ago)
|
Add comment

































