Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
Name
Eme Elohe እመ ኤሎሄ
Description
Eme Elohe እመ ኤሎሄ ።ኣብዚ ቻነል እዚ ሒዝናልኩም እንመጽእ ። መንፈሳዊ ግጥምታትን ስነጽሑፋትን መንፈሳዊ ትራኻታትትት ፡ልቢ ወለድ ዛንታን ኢዩ ክኸውን እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
Subscribers
1.6K
Subscriptions
Recent Activity
|
Eme Elohe እመ ኤሎሄ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ፡ኣሜን።
ኦ ኣምላኸይ ምስኻ ከተዓርቐኒ ዝክእል ንመን ክረክብ? ንመላእክቲ ዶ ክውከሶም ብምንታት ዓይነት ጸሎት ብምንታይ ዓይነት ስርዓት ብዙሓት ናባኻ ክምለሱ ዝጽዕሩን ገዛእ ርእሶም ክቆጻጸሩ ዘይከኣሉን ፈቲኖምዎ እዮም። ህንጡያት ራኢታት ክርእዩ ሃረር ስለ ዝበሉ ፡ክታለሉ ተገብኦም። ልዕል ዝበሉ ብምዃን ኣብ ትዕቢት ፍልጠቶም ደለዩኻ? ካብ ኣፍልቦም ዝሃርሙ ከኣ ንገዛእ ርእሶም ልዕል ኣበሉ። ብፍታው ናይ ልቦም ከኣ ንገዛእ ርእሶም ንሓለቓ ኣየራት፡ ነቲ ብእኡ ብሓይሊ ጥንቁልና ዝተዓሸው ምስኡ ዝመሻጠሩን ብጾት ዝኾኑን ሃቡ። ብኸምዚ መታን ክነጽሁ መንጎኛ ደለዩ፡ ግን ዋላሓደ ኣይነበረን። እቲ ምንታይሲ እቲ ዝደልይዎ ዝነበሩ መንጎኛ እቲ ንነፍሱ ከም መልኣኽ ብርሃን ዘምስል ሰይጣን እዩ። ንሱ ኸኣ ስጋዊ ኣካል ስለ ዘይብሉ ነቲ ዕቡይ ስጋኦም ኣዚዩ ሃረፎ። መወትን ሓጢኣተኛታትን ኮኑ ፡ ንስኻ ግን ኣምላከይ ነቶም ብትዕቢት ዝደለዩኻ እትዕረቅ ኣምላክ ዘይትመውትን ልግሚ ዘይብልካን ኢኻ። ግን እቲ ኣብ ሞንጎ ኣምላኽን ሰብን ሞንጎኛ ዝኸውን መታን ከም ሰብ ጥራይ እንተኾይኑ ካብ ኣምላክ ኣዚዩ ከይርሕቅ ከም ኣምላክ ጥራይ እንተኮይኑ ኸኣ ካብ ሰብ ኣዚዩ መታን ከይርሕቅ ከም ኣምላኽን ሰብን ዘለዎ ክኸውን ይግባእ። ምኽንያቱ ካብ ሓዲኦም ዝረሓቀ እንተኾይኑ ሞንጎኛ ክኸውን ኣይክእልን። እቶም ሰብኣዊ ትዕቢት ዘለዎም ክዕሸውሉ ዝግብኦም ናይ ሓሶት ሞንጎኛ ግን ሰብ ሓደ ነገር ጥራይ እዩ ዘመሳስሎ ኔሩ፡ንሱ ከኣ ሓጢያቱ ጥራይ እዩ። ብኻልእ መዳይ ከኣ ምስ ኣምላክ ዘመሳስል ዘለዎ ነገር እመስል ንሱ ከኣ ብመዋቲ ስጋ ዘይተሸፈነ ምንባሩ ኢዩ። በዚ ከኣ ዘይመዋቲ ብምንባሩ ክጀሃር ክኢሉ እዩ። ግን " ዓስቢ ሓጥያት ሞት "ክሳብ ዝኾነ እቲ ናይ ብሓቂ ምስ ሰባት ዘመሳስሎ እዚ ኢዩ፡ ብሓንሳብ ምስኦም ብምዃን ንሞት ኮኖኖ።
|
||
|
Eme Elohe እመ ኤሎሄ
ኣብ መሬት ካብ ዘለዉ ፍጡራት እቲ ኣነባብርኡ ክልውጥ ዝኽእል ሰብ ጥራይ እዩ። ሰብ እቲ እንኮ ሃንዳሲ ህይወት እዩ። ዝዓበየ ርኽበት ሰብ ከኣ ውሽጣዊ ኣመለኻኽታኡ ብምቅያር ንግዳማዊ መዳያት ህይወቱ ክልውጥ ዝኽእል ምዃኑ እዩ።
ዊልያም ጄምስ፡
|
||
|
Eme Elohe እመ ኤሎሄ
በስመ ስላሴ ንመውዖም ለኣጽራሪነ።
ኦ ጎይታይ ብሓጥኣተይ ጾር ጸበባይን ርዒደ ኣብ በረኻ ክሃድም ብልበይ ኣንቀድኩን ሓሰብኩን። ንስካ ግን ከልከልካኒ ከምኡ ድማ "ድሕሪ ሕጂ እቶም ዘለዉ ነቲ ምእንትኦም ዝሞተን ካብ ሞት ዝተንሰአን እምበር ፡ንርእሶም ምእንቲ ከይነብሩስ ንሱ ጎይታይ ኢየሱስ ክርሥቶስ ኣብ ክብዲ ኩላቶም ሞተ" ብብዝብል ቃል ከኣ ኣሕየልካኒ"ንኹሉ ሓልዮተይ ኣባኻ ኣውድቆ ፡ንስንፍናይን ጉድለት ብቅዓተይን ትፈልጥ ኢኻ ። መሃረንን ኣሕውየንን እቲ እንኮ ወድኻ እቲ ብዘሎ መዝገብ ጥበብን ፍልጠትን ኣብኡ ተሰዊሩ ዘሎ ወድኻ ብደሙ ኣድሒኑኒ እዩ። ነቲ በጃይ ኣብ ቅድመይ ጌረ በሊዐን ሰትየን ከምኡ ድማ ንመግበይን መስተይን ተማቂለ እየ እሞ ፡ዕቡያት ብዛዕባ ክፉአይ ኣይዛረቡ። ኦ ጎይታይ እቲ ምንታይ'ሲ ድኻ ብምዃን ምስቶም በሊዖም ዝጸግቡ ሞ፡ "ስለ ዝረኸብዎ ንዓኻ ንልዑል ኣምላኽ ዘመስግኑ ኮይነ ካብኡ ክጸግብ እየ ዝብህግ። (2ቆረ 5፥15)(መዝ፡119-18)(ቆላ፡ 2-3)(መዝ፡22፥27,,,)
|
||
|
Eme Elohe እመ ኤሎሄ
ኦ ሓቂ ተዓዘብ ምእንቲ ብናይ ብጻየይ ጽቡቅ ደኣ እምበር ምእንቲ ገዛእ ርእሰይ ኢለ ብናይ ገዛእ ርእሰይ ናእዳ ክድረኽ ከም ዘይግብኣኒ ኣባኻ ጥራይ ኢየ ዝግንዘቦ። እዚ እቲ ብሓቂ መገደይ እንተኾይኑ ብሓቂ ኣይፈልጥን እየ። ኣብዚ ውጽኢት ካብ ናትካ ናተይ ከምዝውሕድ እፈልጥ እየ። ኦ ኣምላኸይ ኦ ጎይታይ መታን ኣፈይ "ዘይቲ ኮይኑ ንርእሰይ ክቀብኦ ነዚ ናይ ትዕቢት ዕብዳን ካባይ ኣርሕቆ።
ቅዱስ ኣጎስጢኖስ
|
||
Friends
Channel Comments
|
salikosasko4657
(4 years ago)
Amen tesfe hawey seb kifelto zigbae eyu
|
|
እመኣምላክድንግለይ
(4 years ago)
ኣጆኹም ቀጽልዎ ካልእ ትርጉም እውን መሃሩና።
|
|
ሰኣንስቅምባል
(4 years ago)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ቅዱስ ስሙ ይመስገን።
|
|
እመኣምላክድንግለይ
(4 years ago)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ፡ናይ ብሃቂ ጽቡቅ ትምህርቲ።
|
|
alekuynebrmsamlay7936
(4 years ago)
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት
|
|
ሰላምኣለኩ
(4 years ago)
Amen a.rn amen
|
|
geregebre353
(4 years ago)
Amen amen amen
|
|
ሰላምኣለኩ
(4 years ago)
Amen(3)
|
|
ፍቅሪትዓቢ
(4 years ago)
ኣሜን(3)
|
|
letenkelleklebrhan1058
(4 years ago)
Btaemi xbuk medeb kexlwo Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena abona entenyos amen amen amen
|
|
visittube1290
(2 years ago)
ሼነስያ ትርጉሙ ምን ማለት ነው
|
|
Lula-fqri
(2 years ago)
Amen 🏻
|
|
Arsuybel
(3 years ago)
|
|
abi-ob8pz
(4 years ago)
Beruk hawey kalieb nay gual dyu nay wedi
|
|
dengleyadefeqri
(1 year ago)
Amen amen amen Yefani malet entay eyu tergmu tegediska melsely
|
|
teweldeghawerya1526
(4 years ago)
Ja
|
|
naud459
(3 years ago)
ሰሊና ማለት እንታይ ማለት እየ።
|
|
temesgenamlakey7610
(1 year ago)
Wawww xubuk srah hawey kexlo
|
|
Esromabebe8
(4 years ago)
Esrom ke enta malet eyu bejaka eba ngereni trgumu ayfelton eye
|
Add comment









































