አለም አዶ ቶማስ
አለም አዶ ቶማስ's Channel
 
 
ናይምስገና ቭዶ
28
ካርጎ አይትግበሩ
27
ናይ ርያድ ደላሎ ተጠቀቁ
22
ዝገርም ግጥሚ
21
 
አለም አዶ ቶማስ
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
አለም አዶ ቶማስ
Description
Welcome to kadist Tsbkti Channel.In this channel you will get constructive videos.so.not lose the opportunity of gettibng knowledge .inaddtion to jokes
Subscribers
1.99K
Subscriptions
Recent Activity  
አለም አዶ ቶማስ ብስራት (3 years ago)
 
 
አለም አዶ ቶማስ ሜር (3 years ago)
 
 
አለም አዶ ቶማስ ብሰራት (3 years ago)
 
 
አለም አዶ ቶማስ አደይ (3 years ago)
 
 
Friends (1)
Channel Comments
ጎይተይተዋይ አጀኺ ማማየ እስሞ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ልእግዚአብሔር አምላክ አቦዊነ ናትኺ ተኩይኑ ክትረክብዮ ኢኺ ናተኺ ተዘይኮይኑ ደማ ልፅቡቅኺ እዩ አጀኪ ፀላኢኺ ይንባዕ አደዊተይ አጀኺ ክንበልዕ እምበር ክንሞት ኢልና አይንሓሰብን እግዚአብሔር አምላክ የዒንተ ልቦናና ይክፈተልና ህያበይ አጀኺ
emebrhanchannel (4 years ago)
እግዝኣብሄር ካብ ወረደኪ ገንዘብኪ የጋንፈልኪ ናትኪ ይበሎ ኣካእሎ ይሃብኪ ኩሉ ግዜ ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ናይ ጥልመትን ምጥፍፋእን ዝበዝሓልሉ ግዜን ሰዓትን ኢና ዘለና እሞ ጥንቅቅ በላስከ ኩሉ ግዜ ብፍላጥ እንተ ገራቶ ተጋግያ ብዝኮነ ሽግር እንተ ኮይኑ ከኣ ደዊላ ትረዳደኣኪ ትከውን ብዝኮነ ኣጆኪ ንስኪ ኩሉ ግዜ መምሃሪ ኮይኑኪ ኣሎ እግዝኣብሄር ብድጋሜ የጋንፈልኪ የቃንዓልኪ ኣጆኪ ቅድስቲ ሓፍተይ ብርክቲ ሓደራኪ ግን ንብዓት ዝጠቅም ኣይኮነን ኣጆኪ
hanahana4246 (4 years ago)
Nata photo nabzom abeti mahbrawi media kem Facebook kezrhah gibryu weym selki kuxrki akmteley kenawarda ena
titichannel8465 (4 years ago)
ምሽ ዶ ሜሪዬ ️ዳኣ ናይ እግዚአብሔር ሰብ እያ ። ቅድስትዬ ሸኮር ምስ ይቅርታ ሰብ ተጋጊኪ ኣለኪ ። ብዝኮነ ንፅቡቅ ይግበሩ እግዚአብሔር
abitube3753 (4 years ago)
ሰላምኪ ይበዛሕ ቅድስት ሺኮር አጆኪ ምቅረተይ በክያት ምፈትሒ አይኮነን ለምስ እኮ ንምኡሚኑ ፀጊምና በዝከነ አጀኪ ከልኪ ይፈቱ
حبشتىحبشتى (4 years ago)
ኣጁኺ ማየይ ሕማቅ ዝገበር ፈጣሪ ሕማቅ ይሃባ ንስኪ ግን ኣጀኪ እመቤታችን ትሓግዝኺ ንክትረክብያ ማማየይ
khalfeyukulu1221 (4 years ago)
ኣጆኪ ዛምበይተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ቅድምያ ጥዕናኪ ተጠንቀቂ ጥዕና እንተሃልዩ ገንዘብ ሰሪሕካ ዝመፅእ እዩ ሕማቅ ዝገብር ሰብ ካኣ ብኣምላክ እዩ ዝፍደዮ ናትኪ እንተኢልዎ ግንዘብኪ ክምለሰኪ እዩ እንተዘይ ኮይኑ ንርእሱ ይኩን ኣጆኪ ጥራሕ
መሲጓልራያ (4 years ago)
እግዚአብሔር ይመሰገን ቅድሰትየ ዓሰርተ ሺሕ ድደይቲ ፈልጥዮ ሰብ ትህቢ ሰብ ርጉም መቃብሩ ፅጉም እዩ ተባህሉዋ አይዘኺ አነለ ክልተ ሺሕ ርያል ተበልዐ ዋ
ንግስቲበርሀ (4 years ago)
እግዚአብሔር ኣምላክ ይፍረዳ ኣጆኪ ማሚየ
ኣጆኪ ማዓረይ እፉፉፉ ኣምላክ ልቦና ይሃባ
netsitube21 (4 years ago)
ቅድስቲዬዬ ሰላምሽ ይብዛልኝ እንኳን ደና መጣሽ
በስመኣብ ኣጆኪ እማየ ኩሉ ንፅቡቅኺ እዩ ገባሪ ክፉእ ንርእሱ
adona1621 (4 years ago)
ቅድስትዬ የኔ ውዴ የምወድሽ ሰላምሽ ይብዛልኝ
ኣጆኪ ሓፍተይ ኣምላኽ ይፍረዲ
ዋይ ሜሮን ሽኮር ኣትዉዕሎን እያ ቅድስቲ ቭራን ክዉን ኣለዋ ብዝኾነ እግዚብሄር ፅቡቁ ይግበሮ
tdfdemey5554 (4 years ago)
ኣይዞኪ ዛሓፍተይ ንስኺ ተቀኒኺ ክተመፅእዮ ኢኺ ማዓረይ እግዚኣቢሔር ይርዳእኺ እና መጀመርያ ግን ተሸዊድኪ ኣይትፈልጥያ ኣይትጥይቅያስ ዓሰርተ ሽሕ ሪያል ሆሆ 1000_2000ዓይዲ ዓሰርተ ሽሕ ኢልካ ምልኣኽ ከቢድ እዩ ግን ኣጆኺ ፈጣሪ ከጋንየኪ እዩ እንሻላህ
selamtube21 (4 years ago)
እግዚአብሔር ይመስገን ቅድስቲዬ
destahaftay7212 (4 years ago)
ትገርም
merygaultigray3237 (4 years ago)
ዋይ መሓዛይ ይገርም ኣጆኪ
galtsadikjgna7787 (4 years ago)
አይ ፕራንክ እዩ በላና ብዝኮነ አምላክ ፀፅቡቁ የሕስበና