Netsi tube ነፂ ዩቲብ
Netsi tube ነፂ ዩቲብ's Channel
 
 
 
ላይቭ
ቪድዮ
live v
live vidio
ነፂ ዩቲብ
 
 
ላይቭ
ቪድዮ
live v
live vidio
ነፂ ዩቲብ
 
Netsi tube ነፂ ዩቲብ
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
Netsi tube ነፂ ዩቲብ
Description
ሰላም ናይ Netsi tube ተካታተልቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ ካብ ፖሎቲካ ነፃ ዝኮነ ቻነል እዩ ❤️
Subscribers
5.26K
Subscriptions
Recent Activity  
Netsi tube ነፂ ዩቲብ ዛሬ ልዴቴ ነው🎂ስለሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን🙏 ብቅዱስ ገብሪኤል መዓልቲ ተወሊደ የኔ ኣባት ሓላውየይ🙏💜 ናውዕሎና ቪድዮ ሸር ክብል እየ family ተፀበዩኒ😍 (3 weeks ago)
 
 
Netsi tube ነፂ ዩቲብ ዕልልልል ሓደ ካብቲ ዝምነዮ ምዕባየይ ውላድኪ ሓቂፍኪ🤱 ምርኣይ እዩሞ ተመስገን🙏🥰 ቤቲየይ ሕጉስ ኢለ ኣነ ሓፍትኪ ዛሞበይተይ ኣደይ ማርያም ብሹሉምኪ ተውፅኪ🌹🌸💜 (1 month ago (edited))
 
 
Netsi tube ነፂ ዩቲብ 🌻ዘይተርአየ ቪድዮ ውዕሎ ሓዱሽ ዓመት ሎምሸት ሰዓት 12:30 ክለቆ እየ subscribe ናገበርኩም ቤተሰብ💜 (2 months ago)
 
 
Netsi tube ነፂ ዩቲብ መልካም ኣዲስ ኣመት 2019🌻 የሰላም የፍቅር የጤና የመተሳሰብ ዘመን ያርግልን💜 ፈጣሪ ለሃገራችን ሆነም ለመላእ ኣለም ሰላም ያርግልን🌹💛 (2 months ago)
 
 
Friends
Channel Comments
ለባም ወዲ ሰበይቱ ኩሉ ግዜ ክትጽብቀሉ ክትምልክዐሉ ክትሕጎሰሉ እዩ ዝደልያ ክትሓዝን ክትጭነቅ
Skvskvs (1 year ago)
ደሰ ዝብል አቀራርባ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ
musemamilove4519 (1 year ago)
ደስ ዝብል ኢዩ እግዚአብሔር ይመስገን
ZufanZM (1 year ago)
ጣዕማመይ እንኳዓ ዳሓን መጻእኺ ብሓቂ ጹቡቅ መልአኻቲ ዘፈተወኪ ንኡሸተይ ለባም
Shewit2112 (1 year ago)
ነፂተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዛናተይ መቀረት ለባመይ
haragozana3340 (1 year ago)
ንሕና ንሐሰብ አምላክ ይፍፅም አምላክ እኮ ንዓና0 ዝከውን መርፁ እዮ ዝህበና ተሰፍ ዘይ ምቅራፅ
TamratTube67 (1 year ago)
እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ነፂተይ መዓረይ
ኦረ ሓፍተይ ፎቶ ቀይር ብጣዕም እየ ደንግፀ በስምአብ
Selemon17 (1 year ago)
እስመ ኣልቦ ዘይሰኣኖ ለእግዛብሄሮ
እግዚኣብሔር ዝቀረበልና ይበልጽ
DosiTv-30 (1 year ago)
ደስ ዝብል ኣቃራርባ
ቲቲTinaTube (1 year ago)
ሰለምኪ ይብዛሕ ነፂየ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ ዛሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ
Woubnesh (1 year ago)
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ደስ ዝብልን መሳጥን ታሪክ እዩ ኣቀራርባኽውን ደስ ይብል ቀፅልሉ ምቅርተይ
astertzeggai1447 (1 year ago)
እግዚአቢሄር ይመስገን
ደስ ይብል ኣቃራርባ ነፂዋይ
nnnKk-dy9ng (1 year ago)
ብዝሕ ትምህርቲ እየ ተማህይረ ካብዝኣ ሞ ፅግኡ የብዘሐልኪ ዛሓፍተይ ቃፅልሉ
GuadiMariissa (1 year ago)
ተመሰገን እግዚኣብሔር እንተየ ይሳኣኖ ትዕግሰቲ እንተገይርካ
MagiTube1621 (1 year ago)
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ነፂዋይ ተመስገን መጨረሻኣ እንኳዕ ኣፀበቅላ
HiwetHiwet-m2y (1 year ago (edited))
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ደስ ትብል ዛንታ
ባሃቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ዛሃፍተይዋእ አነካ እንዲዒ ግን ብታም ጎቦዝ ጋል ሂዋን እያ