Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
Name
ጢሮስ ዘተዋህዶ TIROS ZETEWAHDO
Description
Subscribers
8.45K
Subscriptions
Friends
Channel Comments
|
orthodoxtewahdo2023
(5 years ago (edited))
ብጣዕሚ ንፉዓት ንመጀመርያ ግዜ እዩ ዝኾን ዘሎ።እቲ ሕቶና ተመሊሱልና አሎ ኣነ ብወገነይ ከምዚ ይፅበ ነይረ እየ ናይ ዓመታዊ ብዓል ናይ ቅዱሳን ገድልታት ድርሳናት ዝተፈላለዩ ፀሎታት እውን ከምዚ ተዳሊኹምልና ብጣዕሚ እዩ ዝጠቕመና።እዚ ግን ቀፃልነት ትዝህልዎ ሓደራ። ኩሉ ናይ እግዚአብሔር ቃል ብዝተፈላለይ ቋንቋ ምምሃር ብጣዕሚ ዓብይ ፀጋ እዩ።እቲ ትግርኛ ጥራይ ዝሰምዕ ሰብ ተጠቃሚ ይኸውን ነቲ እግዚአብሔር ዝሃበና ተረሲዑን ሞይቱን ዝነበረ ቋንቋ እውን ዕብየትን ለውጥን እዩ።ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ቀፅልሉ እታ ግዜ ሕዚ እያ
|
|
hani6817
(3 years ago)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን️
|
|
እመቤተማርያምእያዋሕሰይ
(5 years ago)
ብስመ ስላሴ ብስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሀዱ አምላክ አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከተ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡር አቦና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን አብ ፀሎትኩም ዘኩሩና ደካማታት ደቀኩሞ ክቡር አቦና ንዓድና ትግራይ ንህዝብና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ስላም ፍቅር ቅሳነት የላአከልና አሜን አሜን አሜን መስጋና ለአብ መስጋና ለውልድ መስጋና ለመንፈስ ቅዱስ ይኩን ለዓለም ዓለም አሜን አሜን አሜን
|
|
hgf6568
(3 years ago)
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂውት ያስምዐልና በረከተም ናይ አጋእዝተ አለም ሰላሴ ምስ ኩለና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን
|
|
ኣምላኬሆይነብስይሓደራ
(5 years ago)
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ
|
|
መኮነንፍረ-ሰላማ
(5 years ago)
ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና
|
|
almazeyassu6532
(2 years ago)
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kubur Abona
|
|
abayestos7270
(5 years ago)
ብጣዕሚ ደስ ይብል በረከቶም ናይ ስላሴ አቦና ይሕደረና።ቀፅልሉ
|
|
weyniGebre-x8p
(1 year ago)
ናይ አጋእዝተ አለም ስላሴ ፀጋን በረከትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
|
|
meritgraweyti298
(5 years ago)
አሜን አሜን አሜን ኩቡር አቦና ቃለ ሂወት የስመዕልና ናይ አገልግሎት ዘመኖም ይባርክ
|
|
salamuhh6408
(5 years ago)
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ኩቡር አቦና እግዛብሔር ፀጉኡ የብዘሐሎም
|
|
ሃናጓልአበኑስላማ
(3 years ago)
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር አቦና
|
|
FfFf-dt8ex
(2 years ago)
በረከተም ናይ አጋአዛት ዓለም ሥላሴ ይሕደረና ክብር ኣቦና
|
|
elenihaftom
(2 years ago)
Amen amen. Kemey hiwet ysmalna
|
|
sesw9632
(3 years ago)
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
|
|
nebatnebat5718
(4 years ago)
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት የስመዓና ልቦናና ይኽፈተልናአቦና ጸጉኡ የብዝሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
|
|
ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
(5 years ago)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ምስጋና ልኣብ ምስጋና ልወልድ ምስጋና ልመንፈስ ቁዱስ ሐዝን ንዘልኣለምን ይኩን ኣሜን!!!
|
|
ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
(5 years ago)
ክብሪ ንስላሴ ኣጋእዝቲ ኣለም ።
|
|
DestaMezgebe-w5d
(1 year ago)
አሜን አሜን አሜን
|
|
fiyoriselama1847
(5 years ago)
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona
|
Add comment








![🛑ኣብ ዓርብን ኣብ መድሃኒአለም 27 ን [ድርሳነ ማህየዊ] ሓይለኛ መልእኽቲ ኩሉ ክሰሞዖ ዝግባእ፡፡ 🛑ኣብ ዓርብን ኣብ መድሃኒአለም 27 ን [ድርሳነ ማህየዊ] ሓይለኛ መልእኽቲ ኩሉ ክሰሞዖ ዝግባእ፡፡](https://i.ytimg.com/vi/ii3n_0XkjIk/hqdefault.jpg)









![🛑መዝሙረ ዳዊት ብድምጺ 1-30 [Mezmure Dawit 1-30] 🛑መዝሙረ ዳዊት ብድምጺ 1-30 [Mezmure Dawit 1-30]](https://i.ytimg.com/vi/dVHkSET7aCk/hqdefault.jpg)








![🛑መዝሙረ ዳዊት ብድምጺ 31-60 [Mezmure Dawit 31-60] 🛑መዝሙረ ዳዊት ብድምጺ 31-60 [Mezmure Dawit 31-60]](https://i.ytimg.com/vi/NW2wjL12MO4/hqdefault.jpg)


![ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ዘጥሪ ብትግርኛ [Gedli Abune Selama zetri ] ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ዘጥሪ ብትግርኛ [Gedli Abune Selama zetri ]](https://i.ytimg.com/vi/6F3uL_3lkMc/hqdefault.jpg)
![🛑ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ለካቲት ብትግርኛ [Gedli Abune Selama yekatit ] 🛑ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ለካቲት ብትግርኛ [Gedli Abune Selama yekatit ]](https://i.ytimg.com/vi/ED_gj3qYmXk/hqdefault.jpg)

![🛑ውዳሴ ማርያም ናይ ሶኒ [Wdasie Maryam] 🛑ውዳሴ ማርያም ናይ ሶኒ [Wdasie Maryam]](https://i.ytimg.com/vi/-J-YyQZnDl0/hqdefault.jpg)

