sabi (ሳቢ )youtube
sabi (ሳቢ )youtube's Channel
 
 
ትዳር💐ሳታዉቅ💐ኣታግባ
12
ታሪኽ🌼ደብረ🌼ምጥማቕ
4
 
sabi (ሳቢ )youtube
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
sabi (ሳቢ )youtube
Description
እንኳዕ ናብዛ ቻናል ሳቢ ዩቱብ ብሰላም መፃኹም ፍቱዋተይ ሳብስክራይብ ብምግባር ምትብባዕኹም ኣይፈለየኒ ክቡራተይ።
Subscribers
4.01K
Subscriptions
Recent Activity  
sabi (ሳቢ )youtube ዘሬ ልደቴ ነዉ (13 days ago)
 
 
sabi (ሳቢ )youtube እንኳዕ ተወልድኪ ዛኽብርቲ ዕለት ካብ ጸልማት ወጺኺ ብርሃን ዝኾነት ዘመንኪ ይቀደስብምስጋና ዉዳሴ ዕድመኺ ይባርኮ ኣምላኽ ሙሴ ኣደይ ዝብላ ብልበይ ዝናፍቃ ካብ ኩለን ብልጽቲ ኣዝየ ዘደንቃ ሓሶት ዘይትፎቱ ጸንዕቲኣብ እምነታ ምስሊ እመብርሃን እታ ኣዶ ጎይታ ጥዑም ልሳና ብርህ ልቦናኣ ስቅ ኢላ ትፉቶ ኩለን የደንቃኣ ዛርህርቲ ኣደይ ንመንገደይ ብርሃን ከብ ሕማቅ ነገራት መኺራ ንምድሓን ንሳ ኢያ ትኽብረኒ ልዕሊ ነብሳ ንክኾን ኣደይ ዶ ክብለኪ ዋላ ይዉሕደኪ ኣነ ንክዕምብብ ትናትኪ ገዲፍኪ ኣነ ንክፈሪ ከም ተኽሊ ኮስኩስኪ ኣነ ንኽሕጎስ ንስኺ ደኺምኪ ኣዶ ኣላትኒካብ ማህጸና ዘዉጸትኒ ንሳ ሓሚቃ ንዓይ ተብልጸኒ ዛጓለይ ኢላ ፍጽም ዘይትሕለል ዓይነይ ኢኺ ትብለኒዘይትብለኒ ሽለል ጽንዕቲ ኢያ ኣብ ሓቃዊ እምነታ ሕማቅ ዘይወጻ ከም ቅድሳን መስረታ ንኩሉ ትርህርህ ከምታ ኣዶ ጎይታ እመብርሃን ትኸልልኪ ተሕድረልኪ በረከታ ናይ ስደተይ መጽናንዒት መረስዒት ጭንቀተይ ኣነ እንትወድቅ ኣደዋይ መተሲኢተይ ብሕንቃቀ ኣዕብያ ገይራቶ ጽብቅ ዉጺኢተይ ንዓኺ ንምሕጓስ ክጽዕር ኢየ ወላዲተይ ፍጽም ኣይሽነፍን ኣይስበርን ልበይ ፍረ ጾዕርኺ ንኸሪእኪ ክኣስር ኢየ መቀነተይ ዞምደቀይ ኢልኪ ድሌትና ክተማልኢ ናይ ኮኸበይ(kj) ዉላድ ብዓይንኺ ትሪኢ ናይ መሻቀልይ(ጽጌናይ) ሓጎስ ኣብ ልብኺ ትስምዒ ናይ ሳቢ(sabi ጓልኪ ሳሓቅ ብደስታ ትነብዒ (3 weeks ago)
 
 
sabi (ሳቢ )youtube ኣዉደኣመት ኮይኑ ዓመት ሉዓመት ዓቁርና ክርምቲ ሓሊፉ መስከረም ኣቲልና ጸልማት ሪሒቁ ብርሃንመጺኡልና ሕረስ ሓረስታይ እኽልና በርኪቱልና 🌹🌹🌹🌹 ሓወርያ ሓለፈት ኣሽንዳተቀልቀለት ዮዉሃንስ መጺኡ ኮይኑልና በረኸት መስቀልና በሪሁ ፍቅሪ ስላም ነገስት ኣትክልቲ ፈርዮም ዕምበባ ዓምበበት 🌹🌹🌹 ነሕልፎ ነበርና እቲ ኣዉደኣመት ቅዳሴ ሓዲርና ተሳሊምና እታዕለት ምስቶም ሊቃውንቲም ኮላይ ቀሻዉሽቲ ብሓጎስን ደስታን ነሕልፍ ታማዓልቲ 🎀🎀🎀🎀🎀🎀🎀 ሐዚያ ተዝኽውን ስደትና ሓጺሩልና ምስቶምስድራ ኩሎም ማሓዙትና ቁንጪ ዉጾእ ብርሃን እቶ እናበልና ክንዘዉር ንሓድር ሆየ እናበልና ባህታ ይዓስል። ምስቶም ጎረቤትና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹 እቲምሽት ሽግ ኣብሪህና እናዘለልና ንጉሆ ንትስእ ብጋላ ወሊዕና ዕፉን ተጠቢሱ ሓቢርና በሊዕና ኣቤት ክጥዕም ባህሊ ዓድና ታሪኽ ኣቦታት እናዘንተዉልና 🌹🌹 እንዳሙርዑ ከይድና ኩሕሊ ተዃሒልና ምስቶም ክብራት ሽተታ እናተጫወትና ኣበይሞ ሐዚ ተዝኾነልና ብቻ ተዘክሮ ስደት ፍሕ ኣቢሉና😥 እስከ ዳሓን ትኣምላኽ ይምሓረና ብድጋሜ እንኳዕ ኣብጸሐና (2 months ago)
 
 
sabi (ሳቢ )youtube ሓወርያ ሓለፈት ማርያ ተቀልቀለት ትሲኣ ማርያም ከም ወዳ ኣብ ሳልስት በክለላ መላእኽቲ ንስማይ ዓረገት መንያ ትብሉ ንዑስቲ ስምዑታ ንቶማስ ሕተትዎ ዝራኣየ ዕርገታ ማርያም ዓሪጋ ብፍቃድ ጎይታ 🌹🌹🌹🌹🌹 ጽብቅቲ ቆልዓ ሪእኻ ዘይትምኖ ምዕርግቲ ከም ኣዴታት ሽምንማኖ 🌹🌹🌹🌹 ጓል ኣሽንዳ ናይ ወለዳ ስጦታ ኩሉ ትሓልፎ ንሕማቅ ብፍሽኽታ በዘይካ ጽብቅ ዘይብላ ንቂምታ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ምስኩሉ ትጫወት ትዕድም ናብ ፍቅሪ ምርቅቲ ብስድራኣ ትነብር ብኽብሪ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ጉልሕምሕም ዝበለት ትመስል ግራማይለ ፍሩያት ኣዕይንታ ይመስላ ዕንጉለ😀 ኣማዕዲኻ ትሪእ ብሳሓቃ ትልለ😀 ጓል ኣሽንዳ ኢያ ሳቢተይ ትፍለ😀 Kj ኮኽበይ👡👡👠👠 መሻቀልየይ👗👗 ሽፍታ ፍቅሪ📿📿👜 ማማዋይ🛍🎀🎀 የቀንይለይ በጺሑኒ ስጦታኹም😁😁😁😁 (2 months ago)
 
 
Friends
Channel Comments
emamah4239 (9 months ago)
ሠላም ጤና ይሠሰጥልኝ እኳን ደሥ አለሽ መልካመሰ ጋብቻ።
FeefFeef-e2s1f (3 weeks ago)
ርሑስ ጋማ ዞም ሓተይ
ርሑሰ ጋማ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ባርናባሰይ
humblejo1292 (1 year ago)
መርዓ አብርሃም ወ ሳራ
ርሑሰ ጋማ
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
Wisdom-L7 (1 year ago)
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይቲ ጸገይቲ ኩኑ
liyamogessara (1 year ago)
ርሑሰ ጋማ
ኣሰይይይይይይይ ርሑሰ ጋማ ይግበረልካ ባርናባሰ ሓወይ
ዕልልልልልልልልል
alganeshzinab5040 (1 year ago)
ከረሜላዩቲብ (1 year ago)
ርሑሰ ጋማ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይኹነልኩም
helanEntertaiment (1 year ago)
wow
ሰላምክ ይብዛሓ እንቋዕ ሰላም መፅእክ ክብርቲ ሓፍተና ሩሑሱ ጋማ ይግበረልኩም ፅቡቅ ግጥሚ ቀፅሊሉ ማዓርይ
tekaliyemane6086 (1 year ago)
Beautiful
AbebaAbebe-st (1 year ago)
AmiraTube-l6u (1 year ago)