HORN MONITOR
HORN MONITOR 's Channel
 
 
 
ተጋድሎ
 
ዘብዒ ትግራይ TDF
200
 
HORN MONITOR
Your channel viewers will see links here, including "subscribe" and "add as friend".
Profile
 
Name
HORN MONITOR
Description
HORN MONITOR is a distinguished digital media platform dedicated to the Horn of Africa and the Middle East, serving Semitic peoples and other communities residing in the region. Our mission is to bridge the gap between ancient heritage and modern narratives.By focusing on the geopolitical dynamics of the horn Africa and Middle East —specifically Ethiopia,Tigray and Eritrea—we offer in-depth analysis, authentic storytelling, and a platform for voices that are often marginalized.

What to expect on this channel:

News & Geopolitical Analysis: Real-time updates and expert commentary on regional affairs.

Culture & Heritage: Exploration of Semitic languages, literature, and history.

Documentaries: In-depth insights into the social and historical fabric of the region.

Investigative Reporting: Fact-based journalism emphasizing transparency and accountability.

Subscribe to join a community committed to truth and cultural identity.

ዋልታ ሓቂ ሆርን ሞኒተር!
Subscribers
3.28K
Subscriptions
Recent Activity  
HORN MONITOR ናብ ገብረ ዓዴት ደዊልናሉ፣ ባንዳታትን መራሕቲ መንገዲን ጄኖሳይዳዊ ኣገዛዝኣ ብልፅግና "ተማሪኹ መቐለ ኣትዩ" ይብሉኻ ኣለው፤ ኢልዎ። ሓፂር መልሲ ገብረ ዓዴት፣ "ነታ ናይ ምሕዝነት ንህልውና መግለፂት ኣጀንዳ ንምቕያር እዩ። በቲ ሓደ ወገን ሓሶት፣ ኣመሎም እውን እዩ። ዝኾነ ኮይኑ ኣብ ፅዑቕ ስራሕ ኣለና። ኣብ ቀረባ ድማ ኣብራኾም ክንሰብሮም ኢና፤" ኢሉና። ተጋዳላይ ገብረ ገብረፃድቃን (ገብረ ዓዴት) ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ትግራይ ኣድሂቡ ምስ ቲዲኤፍ ሚድያ ዘካየዶ ቃለ መሕትት ፅባሕ ተኸታተሉ። (3 weeks ago)
 
 
HORN MONITOR ዜና ዓወት ዕለት 19/02/2019 ዓ/ም ሰራዊት ስርዓት ብልፅግና ኣብ ወረዳ ራማ ዓዲ 4 ዝርከብ ከባቢ ጣብያ ስምረት ንምቁፅፃር ዘካየዶ ናይ ሙሉእ መዓልቲ ውግእ ብሓየት ሰራዊት ትግራይ ተወቒዑ ተበታቲኑን ቁስሉን መውቱን ኮይኑ። ካብ ዓድዋ ዒዲ በራኽ ተላዒሉ ወጋሕታ 12:00 ኣብ ከባቢ ግራት ሒራ ንዝነበረ ሓየት ሰራዊት ትግራይ ከጥቅዕ ዝመፀ ሹሾ ሓይሊ ፀላኢ ኣብ ዕርዱ ዝነበረ ሰራዊትና ብዝወሰዶ ፀረ መጥቃዕቲ ነቲ ፈለማ ዝኣተወ ሓይሊ ፀላኢ ሙውቱን ቁስሉን ብምግባር በታቲኑዎ። ፀላኢ ነቲ ዝወረዶ ስዕረት ንምክሕሓስ ካብ ኣኽሱምን ዓድበራኽን ሓይልን ተኹስን ወሲኹ ካሊእ ዙር መጥቃዕቲ ንምግባር ዝፈተነ እኳ እንተኾነ ሰራዊትና ሐዚ ውን ዝሓዞ ዕርዲ ከየድፈረ ፀላኢ ብዝመፆ ተወቒዑ ከም ልማዱ ሙውትን ቁሱልን ኮይኑ ንድሕሪት ተበታቲኑ ተመሊሱ እዩ። በዙይ መሰረት ፀላኢ ካብ መዕፀፊ መንገዲ ስምረት ጀሚሩ ክሳብ ከባቢ ቁሸት ዓዲ የማኖ ዝበሃል ከንከስ ተዘሪኡ ዝነበረ ሬሳታቱ ንምልዓል ተወሳኺ ዙ 23ን ካልኦት ተኹስታትን ሽፋን እንዳሃበ ክኣሪ ዝወዓለ እንትኸውን ብመኻይን ዘጓዓዞም ሬሳታቱ ኣብ ከባቢ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ እንትቐብሮም፣ካብ ሞት ዝተረፉ ዉቑዓቱ ድማ ኣብ ዓድዋ ከባቢ ሰልፊ ሜዳ ኣብ እግሪ ጎቦ ሶሎዳ ዘሎ ዘይተመለአ ህንፃ ንሕክምና ኣእትዩዎም ኣሎ። ሰራዊት ጀኖሳይደር ስርዓት ብልፅግና ንጣብያ ስምረትን ከባቢኡን ንምቁፅፃር ሓሲቡ ካብ ንጉሆ 12:00_ክሳብ ምሸት 12:30 ዘካየዶ ተኸታታልን ዓቡዪ ሓይሊ ዘሰለፈሉን ናይ ሙሉእ መዓልቲ ውግእ ናብቲ ዝሓሰቦ ቦታ ፉፁም ከይተፀገዐ ብርሑቑ ብ ኣርሚ 43 ተዘቢጡ ስዕረት ተጎልቢቡ ኣሎ። ብኣሃዝ ዝተደገፈ ዝርዝር ሓበሬታ እንትበፅሐና ክነስዕብ ኢና። ትግራይ ትስዕር (3 weeks ago)
 
 
HORN MONITOR 🚨🔴 ሰበር ዜና | BREAKING NEWS ትግራይ መንግስቲ ትግራይ፦ ኣብ ትግራይ ቅሉዕ ወራር ተጀሚሩ፤ ሰራዊት ትግራይ ንመኸተ ኣትዩ 📍 መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝሃቦ እዋናዊ መግለፂ፣ ትማሊ ብነፈርቲ፣ ድሮናትን መዳፍዕን ዝተኻየደ ፅዑቕ ደብዳብ ስዒቡ፣ ሎሚ ድማ ብእግረኛ ሓይሊ ዝተደገፈ ቅሉዕ ወራር ተኸፊቱ ኣሎ ኢሉ። መንግስቲ ትግራይ ንሰራዊቱ ነቲ መጥቃዕቲ ንምምካት መምርሒ ከምዝተዋህቦን፣ ኣብ መኸተ ከምዝኣተወን ገሊፁ። ---- ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ውልቀ-መላኽን ጀኖሳይዳውን ስርዓት ብልፅግና ዝተፈላለዩ ሜላታት ብምጥቃም ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ከካይዶ ዝፀንሐ ተግባራት ጀኖሳይድ ብምጥንኻር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ብነፈርትን ድሮናትን ብምድብዳብንኣብ ገሊኡ ድማ ቅሉዕ ውግእ ብምኽፋትን ብዙሕ ጉድኣት ከብፅሕ ከም ዝፀንሐ ይፍለጥ። እንተኾነ ግና ብወገንመንግስቲ ትግራይ ንተደጋጋሚ ተፃብኦታትን ትንኮሳታትን ፀላኢ ግብረ-መልሲ ካብ ምሃብ ተቖጢቡ ነቲ ከይዲብዕምቆት ክሪኦን መዘሓሓሊ ስራሕቲ ክሰርሕን እዩ ፀኒሑ። ህዝቢ ትግራይ መሊኡ ከየፅነተን ከየምበርከኸን ክዓርፍ ዘይደሊ እዚ ጀኖሳይዳዊ ስርዓት መቐፀልታ ናይቲ ትማሊ ዕለት 12 መስከረም 2019 ዓ.ም ብነፈርቲ፣ ድሮናትን መዳፍዕን ከካይዶ ዝውዓለ ፅዑቕ ደምዳባት ሎሚ ድማ ብእግረኛ ተሰንዩ ኣብ ልዕሌና ቅሉዕ ወራርን መጥቃዕትን ከፊቱ ኣሎ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ዋልታ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቡ ዝኾነ ሰራዊትና ኣብ ልዕሌና ንዝተኸፈተ መጥቃዕትን ወራር ጀኖሳይድን ንኽምክት መምርሒ ተዋሂቡዎ ናብ ናይ ምክልኻል ውግእ ኣትዩ ኣሎ። ከም ህዝቢ ከጥፍአና ዓሊሙ ንዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ብዘይምቁራፅ ጀኖሳይድ ክፍፅም ዝፀንሐ ውልቀ-መላኺ ኣብይ ኣሕመድ ሐዚ ከፊትዎ ዘሎ ካልእ ዙር ወራር ጀኖሳይድ ብዝልዓለ ፅንዓትን ተወፋይነትን መኪትና ህልውናና ከም እነረጋግፅ ኣየጠራጥርን። ስለ ዝኾነ ሰራዊትና፣ መላእ ህዝብናን መሓዙት ቃልስናን ሓድነቶም ኣስጢሞምቃልሶም ከጠናኽሩ ንፅውዕ። ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፅእን እትነብር ህዝብና ሎሚ እውን ከም ትማሊ ኣብ ጎኒ ጅግና ሰራዊትካ ተሰሊፍካ ካባኻ ዝሕተት ኩሉ ከም እትፍፅም ንተኣማመን። ብዛዕባ ተጀሚሩ ዘሎ ወራርን ዝካየድ ዘሎ መኸተን ዝምልከት ብዝምልከቶም ኣካላት እዋናዊ መብርህታት ዝውሃብ ኮይኑ፤ ንወተሃደራዊ ምንቅስቓሳት፣ ወፍርታትን ስርሒታትን ዝምልከት ሓበሬታ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ወፃእ ምፍናው ሕጋዊ ተሓታትነት ዘስዕብ ምዃኑ ነፍልጥ። ውልቀ-መላኽን ጀኖሳይዳውን ስርዓት ብልፅግና ንዓለማዊ ሕግታት ሰብኣውነትን ሰብኣዊ መሰላትን ብምጥሓስ ክፍፅሞም ዝፀንሐ ገበናት ብምጥንኻር ሐዚ ድማ ህዝባዊ ኣገልግሎታትን መሰረተ ልምዓትን ክቋረፅ ገይሩ ኣሎ። ካብዚ ብተወሳኺ “ዓሳ ንምሓዝ ባሕሪ ምንፃፍ” ብዝብል ኣተሓሳስብኡ ዝፍለጥ ፀላኢ ኣብ ልዕሊ ሲቪላት ተወሳኺ ገበናት ካብ ምፍፃም ክዕቀብ ዘይኽእል ምዃኑ ብምግንዛብ መላእ ህዝብና ዘድሊ ጥንቃቐታት ንኽገብር በዚ ኣጋጣሚ ነተሓሳስብ። ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስዉኣትና! ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 13 መስከረም 2019 ዓ.ም መቐለ (1 month ago)
 
 
HORN MONITOR እዚ ድምፂ ሴማውያን እዩ። (5 months ago)
 
 
Friends
Channel Comments
yemanereda6444 (2 months ago)
ብክልቲኡ ወገን ፀረ መንእሰይ ስርዓት ከም ዘሎ የርእይ።
Trhasሙሩፅ (2 months ago (edited))
ታሪክ በአሉ ደጊሙ መጀመረያ ኾናት ኤርትራ ሀገረ ኾይና እዚ ኻልአይ ኹናት ኻአ ️ ሀገረ ትግራይ ኢዪ 🏽🏽
HagosHagos-rb7ob (2 months ago)
ፅሞዶ እስታሊን ገብረስለሰ እና አወል ሲዕድ ታዓዊቱ ስዕሩ ዓወት ንሓፍሽ ኢሉ ጨሪሑ :️️️️️️️ ሕጂ ከአ አስመራና መቀለ አብቀረባ። ንፅበ ️️
nonsonoio4953 (2 months ago)
እመልአልኩም ፈጣሪ : ጽባሕ ሓለፍትኹም እንተተባእሶም ከኣ ክትዓርቁ ፈትኑ :: ሰላምን ፍቕርን ተዓደሉ
yonathanyohannes2853 (2 months ago)
Theses cousins are actually being apart from each other’s families and to see them hugging and kissing after that long time is just a blessing. Big up to those who made happen in real time!!!
Mahelatasmarom (2 months ago)
ተመስገን ዕልልልልልልልል
MehariLove-i9c (2 months ago)
RonaldMessi561 (2 months ago)
Tmesgen Amelak. Fekeri tsebok
tewahedomelese3734 (1 month ago)
sinamamo571 (2 months ago)
weldi-x3h (2 months ago)
ኤርትራውያን ትግራይ ሃገር ንምግባር አብ ህዝቢ ትግራይ ሓውኹም ዕሰሉ
MsghnaSenay (2 months ago)
Tanks God
enroute3 (2 months ago)
ፈጣሪ ታዓሪቑና፡ ተመስገንካ!
NarimNarim-c9t (2 months ago)
Selamna yebzhayo
MulgetaHumera (2 months ago)
ኣሰይ እቲ ትግርማኹመ እኳ ደሰ ኽብለ ።ደቂ ዓደይ ሓደ ሃማይነት ሓደ ቆንቋና ፈጣሪ ይፈጵሙ ::()
mizankeshi4276 (2 months ago)
ኽንዲዚኦም ዓያሹ ተጋሩ ይህልዉ ኢለ ሓሲበ ኣይፈልጥን
Mizan-z7g (2 months ago)
Thank you God.
abebakebede1270 (2 months ago)
እግዚአብሔር እንካእ ንዚ አብቀአና ናይ ግድን እዩ እዚ ክልተ ህዝቢ እዙ ተጠናኺሩ ክቅፅል።
negabelay5195 (2 months ago (edited))
ወይጉድ ሕዝቢ ንሕዝቢ ጸገም የለን እቲ ሽግር ክልተ ሰረቅቲ ናይ ስልጣን ህርፋን ዘለዎም መራሕቲ አኢና ዝብሉ ከይጠፍአኡ ሰላም የለን።
samsomhaftom9752 (2 months ago)